Select language
መድሕን ስራሕ (EI) ሓደ ውልቀ ሰብ ሽቕለት ኣልቦነት ምስ ዘጋጥሞ ዝወሃብ ተወሳኺ እቶት እዩ። ከም ግዝያዊ ወጻእተኛ ሰራሕተኛ መጠን ልክዕ ከም ዝኾነ ካልእ ሰራሕተኛ ካናዳ ናይ EI ጥቕምታት ክትረክብ ብቑዕ ክትከውን ከም እትኽእል ኣይትረስዕ።
.
ብዛዕባ EI ዝያዳ ንምፍላጥ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ጠውቑ።