
ናይ ስራሕ ፍቓድ ምሕታት
ኣብ ካናዳ ክትሰርሕ እንተሓሲብካ፡ ፍቓድ ስራሕ ከተመልክት ኣለካ። ክልተ ዓይነት ናይ ስራሕ ፍቓድ ክትሓትት ትኽእል ኢኻ፡ ንኣስራሒ ዝምልከት ናይ ስራሕ ፍቓድ (ዕጹው ናይ ስራሕ ፍቓድ) ወይ ናይ ኣስራሒ ዘይኮነ ናይ ስራሕ ፍቓድ (ክፉት ናይ ስራሕ ፍቓድ)። ብዛዕባ ምሕታት ፍቓድ ስራሕ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብዚ ጠውቑ ።
ንኣስራሒ ዝምልከት ናይ ስራሕ ፍቓድ ንምምልካት፡ ድሮ ኣብ ካናዳ ክቖጽረካ ዝደሊን ናይ ስራሕ ዕድል ዝሃበካን ኣስራሒ ክህልወካ ኣለዎ። እቲ ኣስራሒኻ ክኸውን ዝኽእል ሰብ ቅድሚ ምቑጻሩ ክወስዶም ዘለዎ ስጉምትታት ንምፍላጥ ኣብዚ ጠውቕ።
ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ዘሎ ሓበሬታ ብፍላይ ንኣስራሒ ዝምልከት ፍቓድ ስራሕ ሒዞም ናብ ካናዳ ዝመጹ ውልቀሰባት ዝምልከት ኮይኑ፡ ኣብ ምሉእ እዚ መርበብ ሓበሬታ “ግዝያውያን ወጻእተኛታት ሰራሕተኛታት” ተባሂሎም ይጽውዑ።
To apply for an employer-specific work permit, you must already have an employer who wishes to hire you in Canada and has made you an offer of employment. To find out about the steps your potential employer must take before hiring you, click below:
The information on this website refers specifically to individuals coming to Canada with employer-specific work permits, referred to as “Temporary Foreign Workers” throughout this website.
